እንታይ ደኣ ጠፊእካ፧

                        እንታይ ደኣ ጠፊእካ፧ ንናይ ግርማይ ኣብርሃም ‘ርቀትካ ዕጣን’ ማእከል ገይሩ ብ 2 ሚያዝያ 2024 ኣብ ክለብ ሃኮሰኤ ናይ ቅብኣ ምርኢት ቀሪቡ ነይሩ። ብኻልእ ኣዘራርባ፡ ኣብ ‘ርቀትካ ዕጣን’ ዘሎ ግጥምታት…

ንሕና መን ኢና

ንሕና መን ኢና “መርሖ ዓወት” እትብል መጽሓፍ ምስ ኣንበብኩ ሓደ እዋን “ዘይትቕየር ሕቶን ዝቀያየር መልስን” እትብል ዝጸሓፍክዋ ዓንቀጽ ተዘከረትኒ። ኣብታ ዓንቀጽ “ኣነ መን’የ” ዝብል ሕቶ መምስ ግዚኡን ኵነታትን ዝቀያየር መልሲ…

ብዝቐለለ፡ ዓቕምና ዘበርኹ ልምድታት

ብዝቐለለ፡ ዓቕምና ዘበርኹ ልምድታት ኣብ ዝዀነ ሞያ እቶም ጸብለል ዝብሉ ሰባት ካብቶም ካልኦት ዝፈልዮም ነገር እንተ’ሎ፡ ናይ ምትግባር ብቕዓቶም እዩ። እዚ ክእለቶም’ዩ ድማ ንብልሖም፡ ተውህብኦምን ዝውስኖ። እዚ ስነ-ሓሳብ (ናይ ምትግባር…

ኣነ እኮ….!

ኣነ እኮ….! ሓደ እዋን ንሓደ ሓረስታይ ግራቱ ገለ እንስሳታት ብለይቲ እንዳበልዑ ምስ ኣሸገርዎ፣ “መን እዮም ከምዚ ዝገብሩ ዘለዉ፧” ብምባል፡ መጻወድያ ከጻውደሎም ሓሰበ። መሬት ምስ መሰየ ድማ ከም ሓሳቡ ኣብ ግራቱ…

ክለብ 99

ክለብ 99 ሓደ መዓልቲ እዩ፣ ሓደ ንጉስ ምስ ኣማኻሪኡ ብሓደ ዓዲ ይጉዓዝ ነይሩ። ኣብ መንገዲ እንዳ ኸዱ ከለዉ ሃንደበት ንጉስ፡ የዒንቱ ዝምስጥ ትርኢት ይዕዘብ። ብፊቱ ሓደ ሓረስታይ ምስ ሰበይቱን ደቁን…

በየን ትርኢ

  በየን ትርኢ “እቲ ዅስቶ ከመይ ኣሎ፡” በልክዎ ንሓደ ነዊሕ ዝፈለጥክዎ ሰብ። “ኔው በሎ፡” ኢሉ መለሰለይ ኢዱ ጸግ እናበለ። “እሂ፡” “ሰብዶ ጌርካዮ፧” “እንታይ ድኣ ኸምኡ ጌርካ . . .” ብዛዕባ…

መርከብ ጀርመን ዘጥሓለ ኣፍሪቃዊ

መርከብ ጀርመን ዘጥሓለ ኣፍሪቃዊ ጆብ ማሰኮ ጫፍ ጅግንነት ዝበጽሐን ብዓሌታዊ ኣድልዎ ባይታ ዝዘበጠን ሓርበኛዩ። ጆብ ማስክ ደቡብ ኣፍርቃዊ ዀይኑ ናይታ ንሃገሩ ኣብ ትሕቲ ቚጽጽር የእትያታ ዝነበረት ብርጣንያ ወተሃደርዩ ነይሩ። ኣብ…

“ሰናይ ግበር፡ ንመን፧……”

“ሰናይ ግበር፡ ንመን፧……” ኣብታ ወትሩ ካብ ስራሕ ምስ ተፈደስና ንእከበላ እንዳ ሻሂ፡ እናዕለልና ከለና ሓደ ቖልዓ ናብቲ ዝነበርናሉ ቦታ ብምምጻእ፡ “ናይ ባኒ ተለኩም እባ ሃቡኒ ክምሳሕ!” ኢሉ ኣብ ቅድሜና ደው…

ጥበብን ብልሓትን

ጥበብን ብልሓትን ብዛዕባ ስነጥበብ ብዓቢኡ ብዛዕባ ስነጽሑፍ ድማ ብፍላይ ክልዓል እንከሎ፡ መብዛሕቱ ሰብ ግር ዝብሎ፡ ‘ንምንታይ እዮም ሰባት ስለ ስነጥበብ ክብሉ ህይወቶም ኣብ ፈተነን ድኽነትን ዘሕልፉ፧’ ዝብል ኣተና እዩ። ጽሑፍ…

ሓቀኛ ሃብቲ

ሓቀኛ ሃብቲ ሓደ ኣዝዩ ሃብታም በዓል ጸጋ ዝኾነ ሰብኣይ እዩ፣ ንሓደ ወዱ ሒዙ ካብታ ዝነብረላ ዓዲ ናብ ካልእ ቦታ ንመገሻ ተበገሰ። ዕላማ መገሽኡ፡ ውላዱ፡ ሰባት ማዕረ ክንደይ ኣብ ድኽነት ይነብሩ…