መዛዘሚ ቅነ-ውዳበታት ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ ዞባ ማእከል፡ ብውዕዉዕ መንፈስ ተቓኒዑ መዛዘሚ ቅነ-ውዳበታት ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ ዞባ ማእከል ብዕለት 5 ሓምለ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ማሕበር፡ ግንባርን መንግስትን ኣብ…
Author: Michael Berhe
ምስ ታሪኽ’የ ቀንየ
ምስ ታሪኽ’የ ቀንየ ዝተሳፈርክዋ መኪና ካብ ከተማ ከረን ክትብገስ ከላ፡ ከም ኩሉ ሰብ፡ ንኹሉ ዘማእከለ ዕላል ኣብ ምፍጣርን ነቲ ናይ ጉዕዞ ድማ ከስተማቕሮ ከምዘለንን ተገንዚበ እየ ተበጊሰ። ናይ ሰብ ነገር…
ሰዓብቲ ዕላማ
ሰዓብቲ ዕላማ ዓመት መጸ ናይ ዓሰርተ ክልተ ክፍሊ ትምህርቶም ክከታተሉን ሃገራዊ ግብኦም ክፍጽሙን ዝወርዱ ተማሃሮ ሓቢሮም ዘስርሕዎ ማልያታት ከም ዘሎ ካብ ትዕዝብትና ዘይክወል ትርኢት እዩ። በቲ ብቕንያቱ ነቲ ማልያታት ለቢሶም…
ሃማመተኤ ዞባ ሳዋን ትካላት ላዕለዋይ ትምህርትን፡ ኣብ ኩለን ኮሌጃት ዕዉት ናይ ኢንትራ-ኮሌጅ ፌስቲቫል ኣካይዱ።
ሃማመተኤ ዞባ ሳዋን ትካላት ላዕለዋይ ትምህርትን፡ ኣብ ኩለን ኮሌጃት ዕዉት ናይ ኢንትራ-ኮሌጅ ፌስቲቫል ኣካይዱ። ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ፈስትቫላት ይካየዱ እዮም። ኤርትራ እውን ከም ኩሉ ሕብረትሰብ ዓለም፡ ዝተፈላለዩ ዓበይትን ነኣሽቱን…
ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ ጨንፈር ዞባ ዓንሰባ ቅነ-ውዳቤታት ኣካይዱ
ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ ጨንፈር ዞባ ዓንሰባ ቅነ-ውዳቤታት ኣካይዱ ኣማሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ኣምባሳደር ዓብደላ ሙሳን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስትን ግንባርን ኣብ ዝተረኽቡሉ ኣጋጣሚ፡ ሃማመተኤ ዞባ ዓንሰባ ናይቲ ብደረጃ ንኡሳን…
ቅነ ውዳበታት ሃማመተኤ ዞባ ጋሽ- ባርካ ብዓወት ተቓኒዑ
ቅነ ውዳበታት ሃማመተኤ ዞባ ጋሽ- ባርካ ብዓወት ተቓኒዑ ሃማመተኤ ዞባ ጋሽ ባርካ፡ ኣብ ትሕቲ “ሓያል ውዳበ፡ ጽዓት! ንቕያ ልምዓት” ዝብል ቴማ ካብ ዕለት 16 ሚያዝያ ክሳብ 18 ግንቦት 2024 ኣብ…
ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ ጨንፈር ዞባ ጋሽ-ባርካ ቅነ-ውዳቤታት ኣካይዱ
ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ ጨንፈር ዞባ ጋሽ-ባርካ ቅነ-ውዳቤታት ኣካይዱ ኣማሓዳሪ ዞባ ጋሽ-ባርካ ኣምባሳደር መሓመድ ዓሊ ሑሩይን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስትን ግንባርን ኣብ ዝተረኽቡሉ ኣጋጣሚ፡ ሃማመተኤ ዞባ ጋሽ-ባርካ ናይቲ ብደረጃ…
“ሰላምን ርግኣትን ዝስርሓሉ እምበር፡ ሎተርያ ኣይኮነን”
“ሰላምን ርግኣትን ዝስርሓሉ እምበር፡ ሎተርያ ኣይኮነን” ሰላም፡ እታ ኩሉ ወዲ ሰብ ሃረር ዝብላ ዝኸበረት ስልማት ናይ’ዛ መሬት እያ። ሓድሕዳዊ ምክብባር፡ ምጽውዋር፡ ሓድነት፡ ማዕርነት፡ ርእሰ-ምርኮሳ፡ ፍቕሪ ስድራን ሃገርን፡ ፍትወት ስራሕን ገለ…
ውሕስነት ሰላም ብመኸተ
ውሕስነት ሰላም ብመኸተ ህዝቢ ኤርትራ፡ ሳላ ፍትሓዊ ዕላማኡ፡ ቅኑዕ ፖለቲካዊ መስመሩን ዘይጸዓድ መኸተኡን፡ ነቲ ድሕሪ ናጽነት ሃገሩ ከይሃንጽን ከየማዕብልን ዘጋጠሞ ከቢድን ሕብረ-ብዙሕን ተጻብኦታት ኣብ ነዊሕ ምርብራብ ኣላሽ ኣቢሉዎ ኣሎ።…
1991: ዓመተ ምሕረት ኤርትራ
1991: ዓመተ ምሕረት ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝተደፍአ መርገም መግዛእቲ ንዘበናት ከም ግመ ባሕሪ ዲቕ ዝበለ ጸልማት ፈጢሩ ንምድሪ ኤርትራ ካብ ብርሃን ምስ ሓረሞ ዘበነ ደንበርበር ኣስፊኑ’ዩ። ህድግለነ ዘይብሉ…