“ኣጠቓቕማና እወንታዊ ብምግባር ካብ ተክኖሎጂ ረቢሕና ጥራይ ክንወጽእ ይከኣል’ዩ”

እንጂነር ቴድሮስ መሓሪ እንጅ. ሚኪኤል በርሀ   ቅድሚ ምጅማርና። ዕላልና ኣብ ምንታይ ከተኵር ኢኻ ትደሊ? ኣብ’ዚ እዋን እዚ፡ ኣብ ህይወት ደቂ ሰባት ልዕሊ ዝኾነ ነገር ተክኖሎጂ እዩ ኣገዳሲ ኮይኑ ዘሎ።…