እዛ ብብዙሕነት ባህሊ፡ ልምዲ፡ ቋንቋን ሃይማኖትን እትልለ ዘመናዊት ኤርትራ፡ ልክዕ ከም ሞዛይክ ክግለጽ ዝኽእል ሕብረተሰብ እትውንን ሃገር’ያ። እዚ ኤርትራ ሒዛቶ ዘላ ኣዝዩ ስትራተጅያዊ ቦታ፡ ኤርትራ ከም ሃገር ቅድሚን ድሕሪን ምቛማ፡…
Tag: #samom brhane
ዕድመን ኣበርኵቶን
ቃልሲ ወለዶታት ብናይ ወለዶታት ቃልሲ እዩ ዝዅላዕን ዝልካዕን። ኣብ ኩላቶም ናይ ቃልሲ መድረኻት ድማ ልሉይ ተራ መንእሰያት ኣሎ። ኣብ ቃልሲ ወለዶታት ኤርትራ፡ ንኣብነት፡ ብዙሓት ጀጋኑ ንጠቅስ ኢና። ኣብ ሎሚ ኴንና…