ሓድነት ህዝቢ ኤርትራ፤ “ኣፍንጫ እንተ ተሃርመት፡ ዓይኒ ትነብዕ!”

እዛ ብብዙሕነት ባህሊ፡ ልምዲ፡ ቋንቋን ሃይማኖትን እትልለ ዘመናዊት ኤርትራ፡ ልክዕ ከም ሞዛይክ ክግለጽ ዝኽእል ሕብረተሰብ እትውንን ሃገር’ያ። እዚ ኤርትራ ሒዛቶ ዘላ ኣዝዩ ስትራተጅያዊ ቦታ፡ ኤርትራ ከም ሃገር ቅድሚን ድሕሪን ምቛማ፡…

ዕድመን ኣበርኵቶን

ቃልሲ ወለዶታት ብናይ ወለዶታት ቃልሲ እዩ ዝዅላዕን ዝልካዕን። ኣብ ኩላቶም ናይ ቃልሲ መድረኻት ድማ ልሉይ ተራ መንእሰያት ኣሎ። ኣብ ቃልሲ ወለዶታት ኤርትራ፡ ንኣብነት፡ ብዙሓት ጀጋኑ ንጠቅስ ኢና። ኣብ ሎሚ ኴንና…

መንእሰይ ፈጣሪ ታሪኽ

ሰባት ሓለፍቲ`ዮም፡ ጀጋኑ ግን ነበርቲ!   ጀጋኑ ኤርትራ፡ ቅኑዕ ዕላማ ከዐውቱ ካብ ንእስነቶም ንቓልሲ ተበጊሶም። ነቲ መሪር ቓልሲ ንምዕዋት ዝሕተት ውልቃውን ስድራ-ቤታውን ዕድላት፡ ድሌታት፡ ባህጊታት፡ . . . ሰዊኦም፡ ነታ…