ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ ጨንፈር ዞባ ዓንሰባ ቅነ-ውዳቤታት ኣካይዱ ኣማሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ኣምባሳደር ዓብደላ ሙሳን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስትን ግንባርን ኣብ ዝተረኽቡሉ ኣጋጣሚ፡ ሃማመተኤ ዞባ ዓንሰባ ናይቲ ብደረጃ ንኡሳን…
Category: ዉሽጢ ሃገር
ቤት ትምህርቲ ቋንቋ ዓረብ ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ፡ ንመበል 6ይ ግዚኡ ኣመሪቑ
ቤት ትምህርቲ ቋንቋ ዓረብ ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ፡ ንመበል ሻዱሻይ ግዚኡ ኣብ ደረጃ ሓደ፡ ክልተን ሰለስተን ዝርከቡ 196 ተማሃሮ ኣመሪቑ። እዞም ተማሃሮ ካብ ዝተፈላለያ ትካላት መንግስቲ ዝመጹ ኮይኖም፡ ኣብ…
ልኡኽ ኤርትራ ኣብ 4ይ ኣኼባ ሚኒስተራት መንእሰያት ሃገራት ሳሕለ ሳህራ ተሳቲፉ
ብኣቦመንበር ሃማመተኤ ኣቶ ሳልሕ ኣሕመዲን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብቲ ብ23 ሚያዝያ ኣብ ትርቡሊ – ሊብያ ዝተኣንገደ ራብዓይ ኣኼባ ሚኒስተራት መንእሰያት ሃገራት ሳሕለ ሳህራ ተሳቲፉ። ኣቶ ሳልሕ ኣሕመዲን ኣብቲ ኣጋጣሚ ኣብ ዘስምዖ…
ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ፡ ውድድር ቅርጺ ኣካላትን ኣይሮቢክስን ኣካይዱ
ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ፡ ውድድር ቅርጺ ኣካላትን ኣይሮቢክስን ኣካይዱ ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ ምስ ኣብ ኣስመራ ዝርከባ ማእከል ጂምናዝዩም ብምትሕብባር፡ ብዕለት 24 ለካቲት ብምኽንያት መበል 34 ዝኽሪ ስርሒት…
ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ፡ ብደረጃ ሃገር ውድድር ምህዞን ስነዓን ኣካይዱ
ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ፡ ብደረጃ ሃገር ውድድር ምህዞን ስነዓን ኣካይዱ ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ ብደረጃ ሃገር፡ ውድድርን ምርኢትን ምህዞን ስነዓን ኣካይዱ። ኣብቲ ብዕለት 15ን 16ን ለካቲት ዝተኻየደ ናይ…
ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ፡ ናይ 2023 ዓመታዊ ገምጋም ኣካይዱ
ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ፡ ናይ 2023 ዓመታዊ ገምጋም ኣካይዱ ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ፡ ብዕለት 4ን 5ን ጥሪ፡ “ኣብ መቓን ስጡም መስርዕ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ዓመታዊ ገምጋም ንጥፈታቱ…
ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ፡ ናይ ዓመተ 2023 ዓመታዊ ገምጋም ኣካይዱ
ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ፡ ናይ ዓመተ 2023 ዓመታዊ ገምጋም ኣካይዱ ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ፡ ብ4ን 5ን ጥሪ፡ ኣብ ኣስመራ ዓመታዊ ገምጋም ኣካይዱ። ኣብቲ ብደረጃ ሃገር ዝተኻየደ ዓመታዊ ገምጋም፡…
ብዕለት 22 መስከረም፡ ኣብ ሲነማ ሮማ ብዓይነቱ ፍሉይ ዝኾነ ሙዚቃዊ ምርኢት ተኻይዱ
ዓርቢ ኣብ ሰዓታታት ድሕሪ ቀትሪ፡ ብምትሕብባር ናይ ስነ-ጥበባዊ ዮናስ ምሕረተኣብ (ማይናስ)፡ ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ ከምኡ’ውን ኮምሽን ባህልን ስፖርትን ዝተወደበ ብዓይነቱ ፍሉይ ዝኾነ ሙዚቃዊ ምርኢት ኣብ ሲነማ ሮማ ተኻይዱ።…
ሃማመተኤ ዞባ ደቡብ፡ ብምሕደራን መሪሕነትን 171 መንእሰያት ኣመሪቑ።
ህዝባዊ ርክባት ሃማመተኤ ሃማመተኤ ዞባ ደቡብ ካብ 29 ነሓሰ ክሳብ 5 መስከረም ስልጠና ምሕደራን መሪሕነትን ዝቐሰሙ፡ 77 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከብኦም ካብ 12 ንኡሳን ዞባታት ዝተዋጽኡ 171 መንእሰያት ኣመሪቑ። እቲ ስልጠና ኣምራት…
ቤት ትምህርቲ ቋንቋ ዓረብ፡ ንመበል ሓምሻይ ግዚኣ ኣመሪቓ
ምስ ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ፡ ሃገራዊ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራን ሃገራዊ ኮንፈደረሽን ሰራሕተኛታት ኤርትራን ትተሓሓዝ “ቤት ትምህርቲ ቋንቋ ዓረብ” ብዓርቢ 4 ነሓሰ ሰዓት 3:00 ድ.ቀ፡ ካብ ዝተፈላለያ ትካላት መንግስቲ…