መዛዘሚ ቅነ-ውዳበታት ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ ዞባ ማእከል፡ ብውዕዉዕ መንፈስ ተቓኒዑ

መዛዘሚ ቅነ-ውዳበታት ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ ዞባ ማእከል፡ ብውዕዉዕ መንፈስ ተቓኒዑ መዛዘሚ ቅነ-ውዳበታት ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ ዞባ ማእከል ብዕለት 5 ሓምለ፡ ላዕለዎት ሓለፍቲ ማሕበር፡ ግንባርን መንግስትን ኣብ…

ዕላል ምስ መምህር ኣማረ ወልደስላሴ

ኣብ 1990ታት፡ ኣብ ዕዮ ድራማ ግኑን ዝና ዘጥረየት “የፐ ወዲ ጐቦ” ዝተርጐመ መምህር ኣማረ ወልደስላሴ፡ ኣብ ስነ-ጽሑፍ ሃገርና ምቝሉል ኣበርኵቶ ገይሩ’ዩ። ጸኒሑ፡ ካብቲ ነዊሕ ዝሰርሓሉ ሞያ ምምህርና ምሉእ-ብምሉእ ናብ ጥበብ…

“ህይወት ንዓይ እናሰሓቕካ እትሓልፋ መድረኽ እያ” ስነ-ጥበባዊ ኤርምያስ በረኸት (ሸቃ)

ኣብ ጥቓኡ ምህላው ሰላም እዩ ዝፈጥረልካ። ስሓቕ ኣካል ህይወቱ’ዩ። ከይሰሓቐ ዝሓለፈላ መዓልቲ ኣይትዝከሮን። ልዕሊ’ቲ ዝስሕቆ ግን ንሰባት ከስሕቕ እዩ ተዓዲሉ። ሸቃ ኮሜድያን፡ ኣላዪ መድረኽ ከምኡ’ውን ተዋሳኣይን ሰኣላይን እዩ። ኣብ ከም…

ልዋም፡ ብልጽቲ ሰራሕተኛ ሃማመተኤ 2021

ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተመሃሮን ኤርትራ፡ ከም መቐጸልታ ናይቲ ዓመታዊ ዘብዕሎ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ሎሚ ዓመት’ውን ብድምቕ ዝበለ ኣገባብ ኣብዒሉዎ ነይሩ። ኣብቲ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቐትሪ ናይ 9 መጋቢት ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ ኣቦ…

ስልጠናታት ማሕበር 2021

መርበብ ሓበሬታ መንእሰይ ብዛዕባ ሞያዊ ስልጠናታት ማሕበር ዓመተ-2021 ኣመልኪታ ምስ ሓላፊ ናይቲ ስልጠናታት መንእሰይ ሜሮን ክፍሊት ዕላል ኣካይዳ ኣላ። ምሉእ ትሕዝቶኡ ይስዕብ፤ ሕቶ፤ ኣብዚ ቐረባ መዓልቲ ሃማመተኤ 285 መንእሰያት ብዝተፈላለየ…

ዕላል ምስ ድምጻዊ ረዘነ ኣለም

ሕቶ፤ ረዘነ ኣለም መን’ዩ፧ ምስ ነብስኻ’ስኪ ኣላልየና፧ ብ1990 ኣብ ናቕፋ፡ ጻብራ ኣብ ዝበሃል ቦታ፡ ካብ ወላዲየይ ኣለም ኣብርሃን ወላዲተይ ምሕረት ገባርን ተወሊደ። ድሕሪ ናጽነት ኣስመራ ኣቲና፣ ዕድመይ ንትምህርቲ ምስ ኣኸለ፡…

‘ፈንቅል’፡ ኣብ ስርሒታት ‘ምድፋእ እንቋቝሖ ለንደን’ 3ይ ክፋል

ኣብ ዝሓለፈ፡ ምስ ኣባል ‘ፈንቅል’፡ ያቆብ ብዛዕባ ሓፈሻዊ ሌላ ምስኡን ብዛዕባ’ቲ ኣብ 2000 ንለንደን ዘናወጸን ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣንጻር ወራር ወያነ ኣብ ልዕሊ ልኡላዊ መሬት ኤርትራን ህዝባን ከምኡ’ውን ንማርቲን…

ቃለ-መጠይቕ ምስ ጸሓፊ ህግደፍ ብጻይ ኣልኣሚን መሓመድስዒድ

እዚ ቓለ-መጠይቕ`ዚ ኣብ 2011 ዝተኻየደ ዀይኑ፡ ኣብ እዋኑ ኣይተዘርግሐን። ኣገዳስነቱን መልእኽቱን ነባሪ ብምዃኑ ሎሚ ናብ ኣንበብቲ ይዝርጋሕ ኣሎ።    ዝበረኸ መጻኢ፡ ትስፉው መጻኢ’ዩ ዝጽበየና ዘሎ ክንብል ከለና… ምስዚ ዝጸንሐ ቍጠባዊ…

‘ፈንቅል’፡ ኣብ ስርሒታት ‘ምድፋእ እንቋቝሖ ለንደን’

ኣብ ዝሓለፈ፡ ምስ ኣባል ‘ፈንቅል’፡ ያቆብ ብዛዕባ ሓፈሻዊ ሌላ ምስኡን ብዛዕባ’ቲ ኣብ 2000 ንለንደን ዘናወጸን ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን ኣንጻር ወራር ወያነ ኣብ ልዕሊ ልኡላዊ መሬት ኤርትራን ህዝባን ቃለ-መጠይቕ ኣካይድና…

‘ፈንቅል’፡ ኣብ ስርሒታት ‘ምድፋእ እንቋቝሖ ለንደን’

ማሕበር ፈንቅል፡ በቲ ኣብ ልዕሊ ተጻብእቲ ኤርትራ ዝወደቦ ስርሒታት ምድፋእ እንቋቝሖ ኣርእስቲ ዜና ማሕበራዊ መራኸቢታት ኰይኑ ነይሩ። መርበብ ሓበሬታ መንእሰይ ብዛዕባ’ዚን ካልእን ምስ ኣባል ፈንቅል፡ ያቆብ፡ ዘካየደቶ ቀዳማይ ክፋል ዕላል…