ማእከል ምህዞን ዋኒንን መንእሰያት

click the image to open  

ሃማመተኤ ዞባ ሳዋን ትካላት ላዕለዋይ ትምህርትን፡ ኣብ ኩለን ኮሌጃት ዕዉት ናይ ኢንትራ-ኮሌጅ ፌስቲቫል ኣካይዱ።

ሃማመተኤ ዞባ ሳዋን ትካላት ላዕለዋይ ትምህርትን፡ ኣብ ኩለን ኮሌጃት ዕዉት ናይ ኢንትራ-ኮሌጅ ፌስቲቫል ኣካይዱ። ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ፈስትቫላት ይካየዱ እዮም። ኤርትራ እውን ከም ኩሉ ሕብረትሰብ ዓለም፡ ዝተፈላለዩ ዓበይትን ነኣሽቱን…

ደሃይ ማሕበር፡ ክፍሊ ስርሓት ወጻኢ ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ወርሒ (ሓምለ-መስከረም 2023)

ደሃይ ማሕበር፡ ክፍሊ ስርሓት ወጻኢ ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ወርሒ (ሓምለ-መስከረም 2023) ካልኣይ ክፋል ከምቲ ኣቐዲምካ ዝገለጽካዮ፡ እቲ ካልኣይ ዝዓበየ ዕማም ክፍሊ ስርሓት ወጻኢ ንዞባውን ኣህጉረኣውን ዝምድናታት ማሕበር ምክትታል እዩ። እዚ…

ደሃይ ማሕበር፡ ክፍሊ ስርሓት ወጻኢ ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ወርሒ (ሓምለ-መስከረም 2023)

ደሃይ ማሕበር፡ ክፍሊ ስርሓት ወጻኢ ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ወርሒ (ሓምለ-መስከረም 2023) ቀዳማይ ክፋል ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ (ሃማመተኤ)፡ መቐጸልታ ማሕበር ተማሃሮ ኤርትራ (ማተኤ) እዩ። መቐጸልታ ናይቲ ኣብ ትሕቲ ጽላል…

ሓበራዊ ዘተ “ቛንቛ ዓረብ ኣብ ኤርትራ……”

ፍረህይወት ዳኒኤል ምልከት ብዙሕ ቛንቛታት ዝዓጠቀ ዜጋ ምውናን፡ ብብዙሕ ሸነኻት ዓቢ ጸጋ ንሃገርን ሕብረተሰብን’ዩ። ብፍላይ ድማ ኣብ ኣብያተ ጽሕፈት ዝሰርሑ ኣባላት፡ ሕብረተሰቦም ኮነ ከባቢኦም ዘዘውትሮ ቛንቛታት መሊኾም ንቡዙሕ ተገልጋሊ ስሉጥ…