ታሪኽ ካብቶም ዝሰርሕዎ ንላዕሊ ምስቶም ዝውከስዎዎ ዝያዳ ምትእስሳር ኣለዎ። እዚ ዝኾነሉ ቀንዲ ምኽንያት፡ መልእኽቲ ታሪኽ ኪኖ ፍጻመታት ዝኸይድ ስለዝኾነ ኢዩ። ቀጻልነትን ኩርዓትን ናይ ዝኾነ ይኹን ወለዶ ኣብ ምህላውን ዘይምህላውን ተቐዲሑ…
Category: ናይዚ ሰሙን’ዚ ጥቕሲ
ፖሊሲ ማሕበራዊ ፍትሒ መንግስቲ ኤርትራ፤ “ኣብ ዓራግ ዘሎ ቈልዓን ኣብ……….
ፖሊሲ ማሕበራዊ ፍትሒ መንግስቲ ኤርትራ፤ “ኣብ ዓራግ ዘሎ ቈልዓን ኣብ ኣስመራ ዘሎ ቈልዓን ማዕረ ዕድል ንኽረኽቡ ኢና ንሰርሕ ዘለና።” ፕረሲደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ መጽሔት ሕድሪ፡ ታሕሳስ 2003
“. . . ህዝባዊ ግንባር፡ ንዓወት ናቕፋ፡ ኣብ ውሽጢ`ቲ ዝተናውሐ ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ….
“. . . ህዝባዊ ግንባር፡ ንዓወት ናቕፋ፡ ኣብ ውሽጢ`ቲ ዝተናውሐ ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣውራ ድማ ኣብ ውሽጢ ወተሃደራዊ ምዕባለታት ናይዚ ዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት ኣእትዩ እዩ ዝመዝኖ። እቲ መጥቃዕቲ ሓያል፡…