ማእከል ምህዞን ዋኒንን መንእሰያት

click the image to open  

ፍልስፍና “ዕምባባ እምኒ”

ደራሲ በየነ ሃይለ ከም ገጸ-ባህርዪ   “ክቡራት ስነ-ጥበበኛታትን ዑዱማት ኣስተማቐርትን፡ ሎሚ መኣድና መኣዲ ስነ ጽሑፍ ዓዲ ቐይሕ ሓደ ዓቢ ስነ-ጥበበኛ ሃገርና ዓዲማ ካብ ኣስመራ ኣምጺኣቶ’ላ። እቲ ዕዱም ኣብ ማእከልና’ሎ። መብዛሕትኹም…

ዝምድና ጾታዊ ፍቕሪ

 1  ዝሕታለን ነውጽን ኣብ ፍቕራዊ ዝምድና   ዝምድና፡ ሓደ ካብ ብዙሓት ኣዕኑድ ህይወት ኮይኑ፡ ደቂ-ሰብ ብኡ ኣቢሎም፡ ጣዕምን መቐረትን ህይወት ከስተማቕሩን ጥዕና ኣእምሮኦም ክሕልዉን የኽእሎም። ገለ ካብ ኣገደስቲ ዝምድናታት ኣብ…

እቲ ኻልእ ዘፍርህ ዓለማዊ ብድሆ

ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝቘመ ‘ዓለማዊ መድረኽ ዘተ ንክሊማዊ ለውጢ’ (IPCC)፡ መራሕቲ መንግስታት ዓለም፡ ግሎባዊ ሙቐት ዝቕንሰሉ ኩነታት ንምፍጣር ቅልጡፍን ወሳንን ስጉምቲ ክወስዱ ደጋጊሙን ኣትሪሩን ካብ ምምሕጻን ዓዲ ኣይወዓለን። ክሊማዊ ለውጢ…

እሙን ምዃን

 በርሀ ኣርኣያ ማና ብዘይ እምነት ህይወት መቐረታን ትርጉማን እናተበለለ እዩ ዝኸይድ። ሰባት ምስ ነብሶምን ኣብ መዓልታዊ ርክቦምን እሙናት እንተ ዘይኮይኖም ማሕበራዊ ዝምድናኦም ይሕርፍፍ እዩ። ኣብ ሓቅን እሙንነትን ዘይተመስረተ ህይወት ከኣ…

ኣበርክቶ መንእሰያት ንኣከባብያዊ ድሕነት

ስምኦን ወልደሚካኤል ኣከባቢ ክበሃል እንከሎ እዚ ንነብረሉ ሰተታ ወይ ከኣ ገጽ ምድሪ ምስ ኣብ ልዕሊኡን ትሕቲኡን ዝርከብ ጸጋታት ዝሓቁፍ’ዩ። ኣከባብያዊ ቅውላው ኣብ ታሪኽ ተራእዩ ዘይፈልጥ ሓደጋን ስግኣትን ብምፍጣሩ ዓለማዊ ኣጀንዳ…

ኤርትራ ኣብ መቓን ህሉው ዓለማዊ ስርዓት

መዛግብቲ ታሪኽ ከም ዘነጽሮ፡ ኣብ ታሪኽ ደቂ ሰብ ምስ ምዕባይን ምስፍሕፋሕን ዝተፈላለየ ዓለማዊ ስርዓታት፡ በብእዋኑ ዝተራእየ ዓበይቲ ፍጻመታት ነይሩን ኣሎን። ኣብ ኤውሮጳን ዓለምን ናይ ፈለማ ዝዓበየ ዓለማዊ ክስተት ተባሂሉ ዝጥቀስ…

ኣገልግሎት ትምህርቲ

ኣገልግሎት ትምህርቲ ብመንጽር ሃገራዊ ዕላማታት ኣብ 1994 ዝጸደቐ ሃገራዊ ቻርተር ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ብዛዕባ ትምህርቲ ኣስፊርዎ ዘሎ ሓሳብ ከምዚ ይብል፦ “. . .ህዝብና ካብ መሃይምነት ተላቒቑ፡ ብዝተፈላለየ ደረጃታት ዘመናዊ…

ትርጉምን ሓላፍነትን መንእሰይ

ስምኦን ወልደሚካኤል                                                         …

ተወራራሲ ባህሊ ጅግንነት

“ኣብዛ ፕላኔት ንወዲ ሰብ ዝተዋህበ ዕጫ ተቓሊስካ ምንባር’ዩ። ጅግንነት ድማ፡ ህላወኻ፡ ክብርታትካ፡ ምርጫኻን ዕብየትካን ዝዕንቅፍ ብትብዓት እናፈንጠስካ ምምራሽ ማለት’ዩ።”              ኣንድሪው በርነስተይን    “ሃገር መረበት ናጻ ሰባት ኮይና እትቕጽል፡ ተባዓት…