ሃማመተኤ መንእሰያት ኣብ ልምዓት ኣከባቢ ዘለዎም ንቕሓት ክዓቢን ኣብ ምዕቃቡን ምክንኻኑን ግቡእ ኣበርክቶኦም ንኽገብሩን ካብ ነዊሕ ኣትሒዙ ክሰርሓሉ ጸኒሑ እዩ። ናይ ሎምዘበን ሃገራዊ ፈስቲቫል መንእሰያት፡ ሰፊሕ ናይ ምዝላይን ምግራብን መደባት…
Author: Eri-Youth
The owner of this website is the Eritrean union of youth and students.
ዑደት ናብ መደባት ልምዓት
ኣብ 2003 ንኹለን ኣብ ከባቢ ሰምሃር ዝርከባ ዓድታት ዝጸንበረ ዳህሳስ ተኻይዱ ነይሩ። ኣነ ድማ ሓንቲ ካብቶም ነቲ ዳህሳስ ዘካየዱ ጉጅለ እየ ነይረ። ኣብቲ እዋን ኣብ ከባቢ ጋሕቴላይ ዝነበራ ዓድታት ልቸን…
መዝሙር መንእሰይ
እመንና! ኤርትራ… ንሕና…. መንእሰያት…. ደቅኺ… ዝበልክና ንኸውን ዘለና ንህበኪ ይውገዝ ኣብ ባህልና ዘይምእዘዝ ንዓኺ ጩራታት ጸሓይ ‘ቲ ጩራ ዋሕዋሕታ ምርኣዩ ስኢንኪ ዘበነ-ጸላም ኣብ’ቲ ግብታ ልቢ መንእሰይ’ኪ ግን ኣገልጊሉኪ ኮይኑ ሽግ…
መንእሰይ ጸዓት ዘላቒ ዕብየት!
ናይ ሎሚ ዓመት ሃገራዊ ፈስቲቫል መንእሰያት ኤርትራ፡ “መንእሰይ፡ ጸዓት ዘላቒ ዕብየት” ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ቴማ፡ ንወሳኒ ግደ መንእሰያት ኣብ ኩሉ መዳያት ብዘዘኻኽርን ዘነቓቕሕን ዝተፈላለየ መሰናድኦታት፡ ከም ወትሩ ኣብታ ማእከል…