Note on Red Sea & Red Sea citizens

A Nickname is a descriptive substitute for one’s proper name, of a person or thing which is being used to express certain affections. Undoubtedly, humans, animals and even countries might enclose…

ሓበን ሃገር!

ሓበን ሃገር! ድሕሪ ፍሑኽ ታተ፣ እግሪ ምስተኸልኩ ፍልጠት ንኽድልብ፣ ቤት ትምህርቲ ምስ ወፈርኩ ምስ ሕብሪ ባንዴራይ፣ ክላለ እከሉኹ ኣስተብህለ ምህላዎም፣ ዝወደቑ በጃይ ዕዮ ገዛ ዝሃቡኒ፣ ከበርክት እጃመይ በዚ ድማ፣ ንኹሉ…

ትውፊትኩም ኣለኒ

ስጋኹም ሓመዳ    –  ደመኩም ወሓይዛ ትንፋስኩም ኣየራ     –  ዓጽምኹም ኣግራባ መንፈስኩም ጽላላ   –  ኣምዑትኩም ማዕድና ዛንታኹም ሓበና   –  ቅያኹም ኩርዓታ ረዛን’ያ እዛ ርስተይ! መስዋእቲ ጀጋኑ ፍቕያ ዝቘመላ መን ምስረረ ኣብዚ…

ማመተኤ ዞባ ሳዋን ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን 10ይ ፈስቲቫል ንምጅማር ዝዓለመ ዓውደ-ዘተ ኣካይዱ።

ብዕለት 01/11/2019 ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ-ዞባ ሳዋን ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን 10ይ ፌስቲቫል ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብወግዒ ንምጅማር ዝዓለመ ዓውደ-ዘተ ኣካይዱ። ኣብ’ቲ ሓለፍቲ ኩለን ኮለጃትን ኣቦ መንበራት ኮሚተታት’ቲ ፌስቲቫል ዝተረኽብሉ፡…

ማሕበር ኣብ ምክትታልን ምቁጽጻርን ፕሮጀክት ዘተኮረ ስልጠና ሂቡ።

ካብ ዕለት 1-5 ምያዝያ ኣብ ኣደራሽ ዳዕሮ(ኣደራሽ ጁኔር) ኣብ ምክትታልን ምቁጽጻርን ፕሮጀክት ዘተኮረ ጽዑቕ ዎርክ ሾፕ ተኻይዱ። እቲ ብምትሕብባር ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ(ሃማመተኤ) ከምኡ’ውን ዩኒሴፍ ዝተወደበ ናይ 5 መዓልታት…