ተሳትፎ ማሕበር ኣብ ኣህጉራዊ ሲምፖዝዩም ሰላም

1ይ ኣህጉራዊ ስይምፖዝዩም “ተሳትፎ መንእሰያት ኣብ መስርሕ ሰላምን ጸጥታን” ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ፊንላንድ ዝተዓደመ ኮይኑ፣ ካብ 5-6 መጋቢት 2019 እዩ ኣብ ሄልስንኪ ተኣንጊዱ። ዕላማ ናይዚ መደብ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ዓለም…