ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ- ዞባ ሳዋን ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን ኣብ ን/ዞ ኮለጅ ቢዝነስን ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠትን ዓዲ-
ቀይሕ፡ ናይ መሪሕነትን ምሕደራን ስልጠና ንኣባላት ጸቢብ ውዳበ (ካድራትን ኣ/ኣካልን) ተዋሂቡ።
ኣብ’ቲ ካብ ዕለት 12-13/10/2019 ኣብ ኮለጅ ዓዲ-ቀይሕ ዝተዋህበ ቲ ስልጠና፡ ሓላፊት ሃማመተኤ’ቲ ዞባ፡ ብጸይቲ መንሱራ እስማዒል ኣብ
እቲ 40 መንእሰያት ዝተሳተፍዎ ናይ ክልተ መዓልታት ስልጠና፡ መባእታዊ ስነ-ፍልጠት ምሕደራ፡ ውጥን ፡ ኣወዳድባ መደባት፡ ምቁጽጻርን ምክትታልን፡ ጽልዋ ማሕበራዊ ሜድያ ኣብ መንእሰያትን ከምኡ ውን ድሕረ ባይታ ማሕበርን ዝብሉ ኣርእስታት ዘጠቓለለ’ዩ ነይሩ።
986 total views, 1 views today
Share the post "ሃማመተኤ ዞባ ሳዋን ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን ናይ መሪሕነት ምሕደራን ስልጠና ወዲቡ"
(Visited 37 times, 1 visits today)